ናብ ቀጠልያ ኮርስ ንቐደም በሉ

ኣብ ቀጠልያ ኮርስ ንዝርከቡ ፊልምታት ኣብዚ ምርኣይ ይከኣል።

ቀጠልያ ኮርስ፣  ቁራጽ ፊልም 1
ማዕርነት ኣብ መንጎ ኣወዳትን  ኣዋልድን

እዛ ቁራጽ ፊልም ኣብ መንጎ ኣወዳትን ኣዋልድን ንዘለዉ ማዕርነትን መሰላትን ትገልጽ። ኣብኣ ሓንቲ ጓል፣ ፍትሐኝነት ዝጐደሎ፣ ንሓዋ ካብ ዝወሃቡ ዝበዝሑ ሓላፍነታት ገዛ ይውሃብዋ  ከም ዝነበሩ ትነግር።

ቀጠልያ ኮርስ፣ ቁራጽ ፊልም 2.
ወለዲ

እዛቁራጽፊልም፡ኣወዳትንኣዋልድን
መንእሰያት፡  ምስ ወለዶም ኣብ ዘራኽቡ ነገራት ንዘለውዎም መሰላትን፡ ወለዲውን ንዘለዎም ናይ ውሉዶም ሓላፍነትን ትገልጽ። ብድሕሪኡ ሓው፡ ሓብቲን ኣደን ፡ ብዛዕባ ኣደ ንጓላ ዝነበርዋ ትርር ዝበሉ ሕጊታት ይነግሩ፤ ሕጂ ግን ንክልቲኦም ምትእምማን ዘለዎ ኣተሓሕዛ ከም ዝግበረሎም ይንገር።

ቀጠልያ ኮርስ፣  ቁራጽ ፊልም 3
 
ትምህርቲን  ጊዜ ዕረፍቲን

እዛ ፊልም መንእሰያት፡ ኣወዳትን ኣዋልድን ትምህርቲን፡ ተግባራት ጊዜ ዕረፍትን ባዕሎም ክመርጹ ንዘለዎም መሰል ትገልጽ። ኣብ መወዳእታ 3 መንእሰያት ኣዋልድ ጓል ኴንካ ኩዕሶ እግሪ ወይ  ናይ ቃልሲ ስፖርትን ብዛዕባ ምጽዋት ይነግራ።

ቀጠልያ ኮርስ፣ ቁራጽ ፊልም 4.
ናብራ ንእስነት

እዛ ቁራጽ ፊልም፡ ኣወዳትን ኣዋልድን፡ ኣብ መንጎኦም ብዛዕባ ዘለዎም ርክብን፡ ህዝቢ ኣብ ዝራኸበሎም ቦታታት ዘለዉ ልሙዳት ጠባያትን ኣካያይዳን፡ ነዚኣቶም ናይ ምምላእ (ምሕላው፡ ምኽባር) ንዘሎ ትጽቢትን ትገልጽ። ኣብ መወዳእታ ሓደ ተወላዲ ኣፍጋኒስታን መንእሰይ ኣብ ደንማርክ ምስ ኣዋልድ ዕርክነት ምግባር ከመይ ከም ዝለመደ ይነግር።

ንጥራዝ መሰል ንማዕርነት ካብኣውሪድካ ብዛዕባ መሰላትን ማዕርነትን ደንማርክ ብተወሳኺ ከተንብብ ትኽእል።

ብዛዕባ ወፈራ መሰል ንማዕርነት ብተወሳኺ ኣብ ኣንብብ።

Vælg dit sprog / Choose your language

We use cookies to ensure that we provide you with the best possible experience of our website. If you continue to use this site, we will assume you agree with it.