መሰላትን ማዕርነትን ኣብ ደንማርክ

ኣብ ደንማርክ ዘለዉ ኩሎም፤ ዓሌት ፡ ጾታ፡ ወይ ዝንባለ ወሲብ (ግብረ ስጋ) ዘይዓግቱዎ ፡   ናይ ማዕርነትን ኣብ ህይወቶም ናይ ምውሳን መሰልን ኣለዎም።

ናይ ወፈራ መሰል ንማዕርነት ዓላማ፡ ብዛዕባ ማዕርነትን መሰላትን ማሕበረሰብ ደንማርክ ፍልጠት ምዝርጋሕ ክነሱ፡ብዛዕብኦም ምይይጥን ምስልሳልን (ኣዛዊርካ ምርኣይን) ከም ዝህሉ ምግባርውን እዩ።

ነጻ ኣብ ዝዀነ ኮርስ እተው (ተመዝገብ) (ነጻ እዩ፡ ኮርስ ሓዝ)

ነጻ ኣብ ዝዀነ ኮርስ እተው (ተመዝገብ) (ነጻ እዩ፡ ኮርስ ሓዝ)

ብዛዕባ ኮርሳት ተወሳኺ ኣንብብ

ብዛዕባ ኮርሳት ተወሳኺ ኣንብብ

ፊልም ርኧ

ፊልም ርኧ

Vælg dit sprog / Choose your language

We use cookies to ensure that we provide you with the best possible experience of our website. If you continue to use this site, we will assume you agree with it.